SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ podcast

ኣብ ዶባዊ ከባቢታት ባድመን ሰሜናዊ ትግራይን ግጭት ቀጺሉ (ጸብጻባት ዜና 26 ሕዳር 2026)

0:00
6:52
Spol 15 sekunder tilbage
Spol 15 sekunder frem
ጸብጸባት ዜና (26 ሕዳር 2026) * ኣብ ዶባዊ ከባቢታት ባድመን ሰሜናዊ ትግራይን ግጭት ከም ዝቐፀለ ተሰሚዑ፣ * ግብጽን ሱዳንን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝግበር ወተሃደራዊ ምትፍናን ነጺገን፣ * ብካልእ ገፅ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ምስ ግብጻዊ መዘናኡ ተዘራሪቡ፣ * ኤርትራን ካናዳን ዘተ ኣካይደን መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን ናብ ከተማ አክሱም በረራ ከም ዝጅምር ኣፍሊጡ፣ * ኣብ ኣላማጣ ዝተፈጸመ ደብዳብ ከቢድ ብረት ከም ገበን ኲናት ክምርመር ኣምነስቲ ሓቲቱ፣

#sbsaudiopodcast

Flere episoder fra "SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"